ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/13 ገጽ 2
  • መደብ 17 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 17 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 17 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 6/13 ገጽ 2

መደብ 17 ሰነ እትጅምር ሰሙን

17 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 48⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 22 ¶7-14፡ ኣብ ገጽ 174, 177 ዘሎ ሳጹናት (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ግብሪ ሃዋርያት 5-7 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ግብሪ ሃዋርያት 5:17-32 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓደ ሰብ ብየሆዋ ምእንቲ ኺፍለጥ፡ እንታይ ኪገብር ይግብኦ፧—2 ጢሞ. 2:19 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ጥምቀት ንሓጢኣት ዚሓጽብ ኣይኰነን—td 41ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 29

10 ደቒቕ፦ ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኣኽብሮት ከተርኢ ኸም እትኽእል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 190 ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 192 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ብዓል ቤት፡ ኣኽብሮት ብዘይብሉ መገዲ ኼዘራርቦ ኸሎ ዜርኢ ሓጺር ግብራዊ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር። ድሕሪኡ ነቲ መርኣያ ድገሞ፣ ኣብቲ ኻልኣይ መርኣያ፡ እቲ ኣስፋሒ ግቡእ ኣኽብሮት የርኢ።

10 ደቒቕ፦ ንተመሃራይካ ኣስፋሒ ኪኸውን ሓግዞ። ኣብታ እተወደበ እትብሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 78 ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽሳብ እታ ኣብ ገጽ 80 ዘላ ናይ መወዳእታ ሕቶ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ “ንየሆዋ እንውድሰሉ ተወሳኺ ኣጋጣሚ።” ሕቶታትን መልስታትን። ሓላው ወረዳ ምብጻሕ ኣብ ዚገብረሉ እዋን ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ንዘገልገሉ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

መዝሙር 9⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ