ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/13 ገጽ 3
  • መደብ 27 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 27 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 5/13 ገጽ 3

መደብ 27 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

27 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 6⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 21 ¶8-13፡ ኣብ ገጽ 169 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዮሃንስ 12-16 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዮሃንስ 12:20-36 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣጋንንቲ ዓለወኛታት መላእኽቲ እዮም—td 40ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ የሆዋ “እቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኽ” ተባሂሉ ኺጽዋዕ፡ ግቡእ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧—ሮሜ 15:33 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 44

5 ደቒቕ፦ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። መደረ። ንዳሕረዋይ ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒምካ፡ ኣብ ሰነ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ንዅሎም ግደ ኺህልዎም ኣተባብዓዮም።

15 ደቒቕ፦ ነቲ እንተኽሎ ዘርኢ ነስትዮ። (1 ቈረ. 3:6-9) ኣብዚ ዚስዕብ ሕቶታት እተመስረተ ምይይጥ፦ (1) ብዛዕባ ተመላሊስካ ምብጻሕ ዜሐጕሰኩም እንታይ እዩ፧ (2) ገሊኣቶም ተመላሊስካ ምብጻሕ ንኸይገብሩ ብድሆ ዚዀኖም እንታይ እዩ፧ (3) እዚ ብድሆታት እዚ ብኸመይ ኪስገር ይከኣል፧ (4) ተመላሊስካ ምብጻሕ ንኽንገብር ዜጸግመና እንተ ዀይኑ፡ ካበይ ሓገዝ ክንረክብ ንኽእል፧ (5) ነቲ ተገዳስነት ዘርኣየ ሰብ ንምክትታል፡ ከምኡውን ነቲ እተመያየጥኩምሉ ኣርእስትን ነቲ ዝዓደልኩምዎ ጽሑፍን ንኻልእ ዝርዝር ነጥብታትን ንምዝካር እንታይ ሜላ ኢኹም እትጥቀሙ፧ (6) ተመላሊስካ ምብጻሕ ንምግባር ብኸመይ ኢኹም እትዳለዉ፧ (7) ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ተመላሊስካ ምብጻሕ ንምግባር መደብ ክንገብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

10 ደቒቕ፦ “ክትምህር ከለኻ ቪድዮታት ተጠቐም።” ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ቅድሚ ምዃኖም ቪድዮታትና ብምርኣይ ብኸመይ ከም እተጠቕሙ ንኼዘንትዉ ዓድሞም።

መዝሙር 10⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ