መደብ 22 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
22 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 26ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 19 ¶12-20፡ ኣብ ገጽ 152 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሉቃስ 18-21 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ሉቃስ 18:18-34 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ሓንሳእ ድሒንካ ኺብሃል ከሎ፡ ንሓዋሩ ድሒንካ ማለት ኣይኰነን—td 39ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ትሕትና እንታይ እያ፧ ብኸመይ ክንደልያ ኣሎና፧ ኣገዳሲት ዝዀነትከ ስለምንታይ እያ፧—ጸፎ. 2:2, 3 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ “ስማዕን ተምሃርን።” ሕቶታትን መልስታትን።
10 ደቒቕ፦ “ንኣምላኽ ዜኽብር ጽቡቕ ጠባይ።” ሕቶታትን መልስታትን።
10 ደቒቕ፦ ንዘረባና ኽንጥንቀቐሉ ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧ ኣብታ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 12፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4-7, 11, 12ን ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
መዝሙር 53ን ጸሎትን