ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/13 ገጽ 8
  • መደብ 1 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 1 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 1 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 3/13 ገጽ 8

መደብ 1 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

1 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 38⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 18 ¶19-24 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሉቃስ 7-9 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ሉቃስ 7:18-35 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣብ መዓልቲ ጰንጠቈስጠ፡ ኣየናይ ሓድሽ ህዝቢ እዩ ተወሊዱ፧ ንምንታይ ዕላማኸ፧—ገላ. 6:16፣ 1 ጴጥ. 2:9 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ “መወዳእታ ዓለም” ኪብሃል ከሎ፡ እንታይ ማለት እዩ፧—td 38ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 37

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሚያዝያ መጽሔታት ንምዕዳል ዚጠቅም ሓሳባት። ምይይጥ። እተን መጽሔታት ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ዚኽእለሉ ምኽንያት፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ፡ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓትቱ ኸም ዝሓሰቡን ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑን ኪገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ንመጽሓፍ ዓመት 2013 ብዚግባእ ተጠቐመላ። ምይይጥ። ነታ ኣብ እታው እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እትርከብ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጠላ። እተወሰኑ ኣስፋሕቲ ኻብታ መጽሓፍ ዓመት ንዝረኸብዎ ዜተባብዕ ተመክሮታት ኬዘንትዉ፡ ኣቐዲምካ ኣዳልዎም። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ መዳያት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ነታ መጽሓፍ ዓመት ኬንብብዋ ብምትብባዕ ዛዝም።

መዝሙር 28⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ