መደብ 18 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
18 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 6ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 18 ¶6-11 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሉቃስ 1-3 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ሉቃስ 1:24-45 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ እንታይነት የሱስ ኣሚንካ ምቕባል ጥራይ እኹል ኣይኰነን—td 36ሐ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ምምሕልላፍ ደም ንቕድስና ደም የርክስ —td 37ሀ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
12 ደቒቕ፦ “ብሓጐስ ተቐበሎም” ሕቶታትን መልስታትን። ክልተ ኽፋል ዘለዎ መርኣያ ኣቕርብ፣ መጀመርታ ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ዕዱም ተበግሶ ወሲዱ ጽቡቕ ገይሩ ይቕበሎ፣ ድሕሪኡ እቲ መደብ ምስ ተዛዘመ፡ ተገዳስነት እቲ ሰብ ንምዅስዃስ ብሜላ ምድላዋት ይገብር።
18 ደቒቕ፦ “ነታ ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧ ዘርእስታ ብሮሹር ብኸመይ ከም እትጥቀመላ” ሕቶታትን መልስታትን። ሓደ ኣስፋሒ ንሓደ ተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ንሓደ ኻብቲ ትምህርትታት እታ ብሮሹር ንሸውዓተ ደቒቕ ዚኣክል ኬመያይጦ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።
መዝሙር 20ን ጸሎትን