ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/13 ገጽ 1
  • መደብ 11 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 11 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 11 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 2/13 ገጽ 1

መደብ 11 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

11 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 27⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 16 ¶13-18 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ማቴዎስ 26-28 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ማቴዎስ 27:24-44 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ትዕግስቲ ኣምላኽ ናብ ድሕነት እትመርሕ ብኸመይ እያ፧—2 ጴጥ. 3:9, 15 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ህልውና ኣምላኽ—td 35ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 31

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ማቴዎስ 6:19-21 ከምኡውን ሉቃስ 16:13 ኣንብብ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።

20 ደቒቕ፦ “ሓጋዚ ፈላሚ ኽትከውን ዲኻ፧” ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 2 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ኣብ መጋቢት ሓገዝቲ ፈለምቲ ኪዀኑ ንዝሓሰቡ ኽልተ ኣስፋሕቲ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ሓዲኦም ናይ ምሉእ ግዜ ስራሕ ዚዓዪ፡ ሓዲኦም ከኣ ብምኽንያት ምስኣን ጥዕና ብዙሕ ዓቕሚ ዘይብሉ ኣስፋሒ ምረጽ። ሓገዝቲ ፈለምቲ ንኪዀኑ እንታይ ምትዕርራያት ኪገብሩ መዲቦም፧ ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ሰብ ሓዳር ወይ ከኣ ቈልዑ ዘለውዋ ስድራ ቤት፡ ኣብታ ኣምልኾ ስድራ ቤት ዚገብሩላ ምሸት፡ ኣገልግሎቶም ንኼስፍሑ ዚሕግዞም ዝርዝር መደባት ኬውጽኡ ኸለዉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ