ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/13 ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 1/13 ገጽ 2

ትሕዝቶ

21 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 29⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 15 ¶13-20 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ማቴዎስ 12-15 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ማቴዎስ 14:23–15:11 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ መወዳእታ ግዜ ምንዋሑ፡ ምሕረት ዜርኢ መሰናድዎ እዩ—td 34ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ገባር ሰላም ብምዃን ዝመጸ፡ ካብቲ ይስሃቅ ዝሓደጎ ኣብነት እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧—ዘፍ. 26:19-22 (5  ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 32

10 ደቒቕ፦ ከየቋረጽካ ብዛዕባ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣውጅ። (ግብ. 5:42) ቀናኣት ወንጌላውያን ብምዃኖም ንዚፍለጡ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ንኣገልግሎት ቀዳምነት ንኺህብዎ ዚሕግዞም እንታይ እዩ፧ ንኣገልግሎት ንምድላው እንታይ ይገብሩ፧ ኣገልግሎት ብመንፈሳዊ መዳይ ዘደልደሎም ብኸመይ እዩ፧

10 ደቒቕ፦ ሰናይ ግብርና ምስክርነት ይህብ። (1 ጴጥ. 2:12) ኣብ መጽሓፍ ዓመት፡ ኣብ ገጽ 106፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፣ ገጽ 133፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፣ ከምኡውን ኣብ ገጽ 146፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ካብ ናይ ብሕትኻ ኽሊ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ