ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/13 ገጽ 1
  • መደብ 14 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 14 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 14 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 1/13 ገጽ 1

መደብ 14 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

14 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 52⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 15፡ ኣብ ገጽ 121 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ማቴዎስ 7-11 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ማቴዎስ 10:24-42 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣስተውዓሊ ኹን፡ ደድሕሪ ኸንቱ ነገራት ከኣ ኣይትስዓብ—1 ሳሙ. 12:21፣ ምሳ. 23:4, 5 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ እከይ ኪቕጽል እተፈቕደ ስለምንታይ እዩ፧—td 34ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 25

10 ደቒቕ፦ ብግብሪ ሓግዝ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 188፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4፡ ክሳዕ ገጽ 189፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ካልኦት ብዚገበሩሉ ብሕታዊ ተገዳስነት ዕቤት ንዘርኣየ ኣስፋሒ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ማቴዎስ 4:1-11 ትነበብ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።

10 ደቒቕ፦ ‘ኣጸቢቕካ መስክር።’ ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 47⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ