ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/12 ገጽ 7
  • መደብ 31 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 31 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 31 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 12/12 ገጽ 7

መደብ 31 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

31 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 23⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 15 ¶1-7፡ ኣብ ገጽ 116 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሚልክያስ 1-4 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 3

10 ደቒቕ፦ “ኣብ ግምቢ ዘብዐኛ እትወጽእ ሓዳስ ዓንቀጽ።” መደረ። ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዝወጸ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ተጠቒምካ፡ ኣብ ጥሪ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ሉቃስ 10:38-42 ትነበብ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ወርሒ ለካቲት ዚዕደል ጽሑፋት። ምይይጥ። ትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ጽሑፍ ግለጽ፣ ክልተ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

መዝሙር 55⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ