ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/12 ገጽ 4
  • መደብ 3 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 3 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 11/12 ገጽ 4

መደብ 3 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

3 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 32⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 13 ¶17-24 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ናሆም 1–ኣንባቆም 3 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኣንባቆም 2:1-14 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ብምትእምማን ሓቂ ኽትዛረብ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—2 ጢሞ. 1:7, 8 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣርማጌዶን—እከይ ንምጥፋእ ዚግበር ውግእ ኣምላኽ—td 32ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 27

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሕዳር መጽሔታት ንምዕዳል ዚጠቅም ሓሳባት። ምይይጥ። እተን መጽሔታት ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ዚኽእለሉ ምኽንያት፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ፡ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓትቱ ኸም ዝሓሰቡን ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑን ኪገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ትራክትታት ብምብርካት እተረኽበ ተመክሮታት። ሓላው ኣገልግሎት ምስ ሰማዕቲ ዚገብሮ ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ኣብ ሕዳር ትራክትታት ብምብርካት ንዝረኸብዎ ተመክሮታት ኪዛረቡ ዓድሞም። ኣብዚ መዳይ እዚ ዕዉታት ዝዀኑ ኽልተ ኣስፋሕቲ፡ ካብ ቤት ናብ ቤት ኣብ ዚግበር ኣገልግሎት ብኸመይ ትራክትታት ከም እተጠቕሙ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዜቕርቡ ግበር።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ