ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/12 ገጽ 1
  • መደብ 12 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 12 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 12 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 11/12 ገጽ 1

መደብ 12 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

12 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 10⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 12 ¶14-20 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኣሞጽ 1-9 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኣሞጽ 3:1-15 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣጀማምራ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—td 30ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ን⁠መዝሙር 51:17 ምርዳእና ብኸመይ ክንጥቀም ንኽእል፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 38

10 ደቒቕ፦ ሓደ ሰብ፡ ‘ኣብ የሱስ ኣይትኣምኑን ኢኹም’ ምስ ዚብል። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒንግ፡ ኣብ ገጽ 219፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሕጽር ዝበለ ሓደ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንምሃር፧ ምይይጥ። ማርቆስ 1:16-20 ትነበብ። እዘን ጥቕስታት እዚአን፡ ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኪሕግዛና ኸም ዚኽእላ ግለጽ።

10 ደቒቕ፦ “ብጻዕርኻ ባህ ይበልካ።” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ