ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/12 ገጽ 2
  • መደብ 20 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 20 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • 5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 8/12 ገጽ 2

መደብ 20 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

20 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 52⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 8 ¶8-16 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ህዝቅኤል 32-34 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ህዝቅኤል 34:15-28 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ቍርባን ቅዱስ ጽሑፋዊ ኣይኰነን—td 24ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ትርጕም ዘለዎ ጸሎት ካብ ቃላት ንላዕሊ ዜጠቓልል ስለምንታይ እዩ፧—መዝ. 145:18፣ ማቴ. 22:37 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 39

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ሓደ ሰብ፡ ‘ብፍልቀት እየ ዝኣምን’ ምስ ዚብል። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒን፡ ካብ ገጽ 126፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽሳዕ መወዳእታ ገጽ 128 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ሰብ፡ ‘ኣምላኽ ንሰብ ብመስርሕ ፍልቀት ከም ዝፈጠሮ እየ ዝኣምን’ ምስ ዚብል እንታይ ኢልና ኸም እንምልስ ዜርኢ ሕጽር ዝበለ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ንሓድሕድና ንበራታዕ። (እብ. 10:25፡ ትርጕም 1990።) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012፡ ገጽ 108፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፣ ኣብ ገጽ 109፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፣ ኣብ ገጽ 181፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ንኣእምሮኹም ሓልውዎ።” ሕቶታትን መልስታትን። ኣኼባ ወረዳ ዚግበረሉ ዕለት ይፍለጥ እንተ ደኣ ዀይኑ፡ ንገር።

መዝሙር 42⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ