ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/12 ገጽ 4
  • መደብ 23 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 23 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 7/12 ገጽ 4

መደብ 23 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

23 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 43⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 7 ¶1-8፡ ኣብ ገጽ 53 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ህዝቅኤል 18-20 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ህዝቅኤል 19:1-14 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓድነት ኣምላኽን ክርስቶስን—td 22ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ትርጕም እቲ ኣብ ማቴዎስ 21:43 ዘሎ ቓላት እንታይ እዩ፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 10

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ንዚርአ ነገራት ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐመሉ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 247 ክሳዕ ገጽ 249፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ የሆዋ፡ ጸሎት ይሰምዕ። (መዝ. 66:19) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 59፡ ሕ.ጽ. 1-4፣ ገጽ 183፡ ሕ.ጽ. 2፣ ገጽ 186፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4፣ ከምኡውን ካብ ገጽ 198፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 199፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 6⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ