መደብ 23 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
23 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 45ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 3 ¶1-3፡ ኣብ ገጽ 23-27 ዘሎ ሳጹናት (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 29-31 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኤርምያስ 31:15-26 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ኣምላኽ ንክርስትያናት ሰንበት ኬኽብሩ ይጽበዮም ድዩ፧ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ኵነታት ምዉታት—td 18ለ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ንሓደ ወይ ንኽልተ ደቓይቕ ኣብ ክልኹም ሰፊሕ ተቐባልነት ኪህልወን ብዛዕባ ዚኽእል፡ ኣብ ናይ ግንቦት መጽሔታት ዚርከባ ዓንቀጻት ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ሰማዕቲ ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ግምቢ ዘብዐኛ ተጠቒሞም፡ እንታይ ተገዳስነት ዜለዓዕል ሕቶ ኺሓቱ ኸም ዝሓሰቡን ነየነይቲ ጥቕሲ ኼንብቡ ኸም ዝወሰኑን ኪገልጹ ዓድሞም። ነቲ ተኸታታሊ ኣርእስትታት ገበር ንቕሑ! እውን ከምኡ ግበር፣ ግዜ እንተ ኣልዩ ድማ ካብ ሓዲኡ መጽሔት ካልእ ዓንቀጽ ወስኽ። ነፍሲ ወከፍ ሕታም ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።
25 ደቒቕ፦ “ምኽሪ ስማዕ፡ ተግሳጽ ተቐበል።” ኣብ መጽሓፍ “ንኣምላኽ ኣምላኽ” ኣብ ምዕራፍ 15 ዚርከብ ድግማ። ምይይጥ።
መዝሙር 20ን ጸሎትን