ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/12 ገጽ 2
  • መደብ 16 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 16 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 4/12 ገጽ 2

መደብ 16 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

16 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 26⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 2 ¶16-23 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 25-28 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኤርምያስ 27:1-11 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ጠንቂ ሞት—td 18ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ቅዱሳት ጽሑፋት ንኣረጋውያን ብዛዕባ ምኽባር እንታይ ይብል (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 4

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ናይ ምምሃር ክእለትካ ኣማዕብል —3ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 59-61 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

20 ደቒቕ፦ “ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እምነት ብግብሪ፡ 1ይ ክፋል፦ ካብ ጸልማት ምውጻእ” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን መወዳእታን ዚርከብ፡ ሓሳብ ከም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።

መዝሙር 43⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ