መደብ 26 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
26 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 42ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 15 ¶8-16 (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 17-23 (10 ደቒቕ)
ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ነታ “መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ክንሰምዓሉ እንኽእል ብሉጽ መገዲ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ተመያየጡላ።
15 ደቒቕ፦ ነታ ሪዝኒን ፍሮም ዘ ስክሪፕቸርስ ብኸመይ ከም እትጥቀመላ። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒንግ ኣብ ገጽ 7-8 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ንእተፈላለየ ኽፍልታት እዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ ብኸመይ ክንጥቀመሉ ኸም እንኽእል ግለጽ። ሓደ ወይ ክልተ መርኣያታት ኣቕርብ።
15 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ግብሪ ሃዋርያት 10:1-35 ኣንብብ። እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ከኣ ግለጽ።
መዝሙር 18ን ጸሎትን