ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/11 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 11/11 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧ ምስዛ ብሮሹር እዚኣ ወይ ከኣ ኣብ ክንዳኣ፡ ካብቲ ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2011 እተዓደለ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹራት፡ ዝዀነ ይኹን ክትዕድል ትኽእል ኢኻ፣ ታሕሳስ፦ ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ። እቶም ሰብ ቤት ቈልዑ እንተ ኣልዮምዎም፡ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር ወይ መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት ክትዕድል ትኽእል ኢኻ፣ ጥሪ፡- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጻዕሪ ግበር፣ ለካቲት፦ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት።

◼ እቲ ብቐጥታ ናብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ዚለኣኽ ንዓለምለኻዊ ዕዮ ተባሂሉ ዚወሃብ ወፈያ፡ ን“የይሖዋ ምሥክሮች” ተባሂሉ ኺለኣኽ ኣለዎ። ፊናንሳዊ ኣድራሻ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እዚ ዚስዕብ እዩ፦ ቍ.ሳ.ጶ. 5522፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ኢትዮጵያ።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ትግርኛ፦ T-22፣ ቻይንኛ፦ ክርኤሽን፡ ክርኤተር፡ ዕላማ ህይወት፡ T-15፡ T-19፡ T-27፣ ኣምሓርኛ፦ ትንቢት ዳንኤል፡ ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ፍቕሪ ኣምላኽ፡ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ፣ እንግሊዝኛ፦ ሮድ ቱ ፓራዳይዝ፡ T-24፡ T-71፡ T-72፣ ኦሮምኛ፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፣ ወላይትኛ፦ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ