መደብ 24 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
24 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 28ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 8-14 (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ምሳሌ 17-21 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ምሳሌ 17:21–18:13 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ቃል ኣምላኽ መንፈስ ዝነፈሶ እዩ—td 9ሀ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ንፍጥረት እናነኣዱ ኽነሶም ንፈጣሪ ግን ኽብሪ ዘይህቡ ሰባት፡ እንታይ ዓይነት ሰባት ምዃኖም እዩ ዚሕብር፧—ሮሜ 1:20 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት
10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ሕዳር ዚዕደል ጽሑፍ ጥቐስ፣ ብኸመይ ከም ዚዕደል ዜርኢ፡ ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።
25 ደቒቕ፦ “ብእተኻእለካ መጠን ካብ የሆዋ ትመሃርዶ ኣሎኻ፧” ሕቶታትን መልስታትን። ንሓደ ኻብ ውድብ የሆዋ ፍሉይ ስልጠና ዝረኸበ ሰብ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ።
መዝሙር 9ን ጸሎትን