ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/11 ገጽ 2
  • መደብ 18 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 18 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 18 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 4/11 ገጽ 2

መደብ 18 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

18 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 10-19 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 28-32 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ እዮብ 30:1-23 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ናይ ሓሶት ሰረተ-እምነት እተዀነነ እዩ—td 1ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ቅድሚ ምዝራብና ኽንሓስብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧—ምሳ. 16:23 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 54

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ መግለጺ ኽንህብ ምስ እንሕተት። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 177፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳዕ መወዳእታ ገጽ 178፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ሓደ ዘይኣማኒ ንሓደ ኣስፋሒ መሳርሕቱ ብዛዕባ እምነትና ኺሓቶ ኸሎ ዜርኢ ሓጺር መርኣያ ኣቕርብ። እቲ ኣስፋሒ እንታይ ኢሉ ኸም ዚምልስ ምስ ነብሱ ይዛረብ እሞ ንሕቶኡ ይምልሰሉ።

10 ደቒቕ፦ ሳጹን ሕቶ። ብሓደ ሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ እቲ ብስራት ዚስበኸሉ ሜላታት—ካብ ቤት ናብ ቤት። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 92፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 95፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ከም ጸገማት ጥዕና ወይ ሕፍረት ዝኣመሰለ ዕንቅፋታት እናሃለዎም ክነሱ፡ ካብ ቤት ናብ ቤት እናኸዱ ንዚሰብኩ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም። ሳላ እቲ ዝገበርዎ ጻዕሪ እንታይ በረኸት ረኺቦም፧

መዝሙር 26⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ