ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
ጥቅምቲ ኣኼባ ኣውራጃ ዝገበርናላ ወርሒ እያ። ጠቕላላ ተኣከብቲ 15,667 ኪዀኑ ኸለዉ፡ 299 ሰባት ከኣ ተጠሚቖም፣ ቍጽሪ ተጠመቕቲ እዚ ዓመት እዚ፡ ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣኼባታት ኣውራጃ እተጠምቁ፡ ብ10% ወሲኹ እዩ። ብጠቕላላ 9,001 ኣስፋሕቲ ጸብጻብ ሂቦም።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።