መደብ 7 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
7 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 25ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
lv ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 15-22፡ ኣብ ገጽ 194 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ነህምያ 5-8 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ነህምያ 6:1-13 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ካብ ልድያን ጋይዮስን ፊልሞንን፡ ብዛዕባ ምቕባል ጋሻ እንታይ ንመሃር፧ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ኣጋንንቲ ዓለወኛታት መላእኽቲ እዮም—td 40ሐ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ንተውህቦኻ ኣብ ኣገልግሎት ትጥቀመሉዶ ኣሎኻ፧ ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 75 ሕጡብ ጽሑፍ 4 ኽሳዕ ገጽ 76 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
10 ደቒቕ፦ ክትሰብኽ ከለኻን ክትምህር ከለኻን ብልክዕ ተዛረብ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 223፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-5 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 13ን ጸሎትን