13 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
13 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙ
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 15-19
ቍ. 1፦ 2 ዜና መዋእል 15:8-19
ቍ. 2፦ td 38ሀ “መወዳእታ ዓለም” ኪበሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧
ቍ. 3፦ ንየሆዋ ኣብ እነቕርቦ ኣምልኾ፡ ክብረት ክንሕሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
15 ደቒቕ፦ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት 2011። ብሓላዊ ቤት ትምህርቲ ዚቐርብ መደረ። ካብ መደብ 2011፡ ነታ ጉባኤ ዜድሊ ነጥብታት ኣጕልሕ። ግደ ሓጋዚ መኻሪ ግለጽ። ኣብቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚጐልሕ ነጥብታት ሓሳባት ብምሃብን ካብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ሰሙናዊ ዚወሃብ ምኽርታት ኣብ ግብሪ ብምውዓልን፡ ኵላቶም መዝነቶም ኣብ ምፍጻም ትጉሃት ኪዀኑ ኣተባብዓዮም።
15 ደቒቕ፦ “ኣብ ኵሉ ኣጋጣሚታት ተጠቐመላ።” ሕቶን መልስን። ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።