ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/10 ገጽ 2
  • 20 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 12/10 ገጽ 2

20 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

20 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 50

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 10-14 ኸምኡውን ኣብ ገጽ 164-165 ዘላ ሳጹንን ኣብ ገጽ 222-223 ዚርከብ መመላእታ ጽሑፍን።

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 20-24

ቍ. 1፦ 2 ዜና መዋእል 20:1-12

ቍ. 2፦ ነቲ ጽሩይ ቋንቋ ምፍላጥን ምዝራብን እንታይ የጠቓልል፧ (ጸፎ. 3:9 NW)

ቍ. 3፦ td 38ለ ምልክታት ዳሕሮት መዓልትታት ብንቕሓት ክንከታተል ኣሎና

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 12

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ፈቲንካዮዶ ትፈልጥ፧ ምይይጥ። ኣብዘን ቀጺለን ዘለዋ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዚርከብ ሓበሬታ ኣሕጽር ኣቢልካ ብመልክዕ መደረ ኣቕርብ፦ “ኣብ ፈለማ ምብጻሕ መጽናዕቲ ብኸመይ ከም ዚግበር ኣርኢኻዶ፧”፡ “ንሓደስቲ ሰባት ብኸመይ ከም ዚሰብኩ ኣሰልጥኖም።” (km 5/10)፡ “ብዘይወግዓዊ መገዲ ኽትምስክር ትኽእል ኢኻ።” (km 8/10)። ነቲ ሓሳብ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኸም ዘውዓልዎን ብኸመይ ከም እተጠቕሙን ኪገልጹ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ “ደቅኻ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ኣሰልጥኖም።” ብሕቶን መልስን። ሰማዕቲ፡ ኣብ ኣገልግሎት በብግዜኡ ሸቶታት ኬውጽኡን ሸቶታቶም ኪወቕዑን ወለዶም በየናይ ፍሉይ መገድታት ከም ዚሓገዝዎም ኪጠቕሱ ሕተቶም።

መዝሙር 41

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ