ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/10 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 10/10 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዓመት እዚ፡ ገና ሽዱሽተ ዓበይቲ ኣኼባታት ከይተገብረ ኸሎ፡ ብድምር 503 ተጠምቕቲ ነይሮም። ክረምቲ ኽነሱ፡ ኣብ ሰነ ልዑል ንጥፈታት ኣገልግሎት ብምክያዱ ተሓጒስና ኢና። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር እተዋህበ ግብራዊ ርእይቶታት ስለ እተዓየሉ፡ 6,863 መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ተመሪሑ፣ እዚ ኸኣ ኣብዚ ዓመት እዚ እቲ ዝለዓለ ቝጽሪ እዩ ነይሩ። ወትሩ ነቲ ዝረኸብኩምዎ ተገዳስነት ብጥንቃቐ እናተኸታተልኩም፡ ማይ ‘ኣስትዩ።’—1 ቈረ. 3:6, 9።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ