ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/10 ገጽ 1
  • 11 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 11 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 10/10 ገጽ 1

11 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

11 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 50

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 10-19

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ዜና መዋእል 5-7

ቍ. 1፦ 1 ዜና መዋእል 6:31-47

ቍ. 2፦ td 35ለ ህልውና ኣምላኽ

ቍ. 3፦ ዘይፍጹማት ሰባት ቅዱሳት ኪዀኑ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (1 ጴጥ. 1:16)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 54

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ከመይ ጌርካ ኽትምልስ ኣሎካ፧ ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 69፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-5 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ፈላሚ ንሓደ ተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ብሕታዊ ውሳነ ንኺገብር ክሕግዞ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ እውን ኣቕርብ። እቲ ተመሃራይ፡ “ንስኻ ኣብ ቦታይ እንተ ትኸውን እንታይ ምገበርካ” ኢሉ ይሓቶ።

10 ደቒቕ፦ ኣካላዊ ንጽህና ንኣምላኽ ክብሪ ይህብ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ ካብ ገጽ 137 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 138 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ጽፉፍን ጽሩይን ሕንኪ ዘለዎን ትርኢት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ናብ ሓቂ ብኸመይ ከም ዝሰሓቦም ኬዘንትዉ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ኣይትፍርሃዮም።” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 51

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ