ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/10 ገጽ 2
  • 19 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 19 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 7/10 ገጽ 2

19 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

19 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 24

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 20-28

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 12-14

ቍ. 1፦ 1 ነገስት 12:12-20

ቍ. 2፦ ንኣሕዋት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርና ንኽንርእዮም ኪሕግዘና ዚኽእል እንታይ እዩ፧

ቍ. 3፦ td 31ሀ ኣምልኾ ኣቦሓጎታት ከንቱ እዩ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 35

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣገልግሎትካ እተስፍሓሉ መገድታት—2ይ ክፋል። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 112፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4 ኽሳብ ገጽ 114፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ፈለምቲ ምእንቲ ኪዀኑ መደባቶም ብኸመይ ከም ዘተዓራረዩ ኪገልጹ ንዚኽእሉ ሓደ ወይ ክልተ ፈለምቲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም።

10 ደቒቕ፦ ንዚቕጽል ዓመተ ትምህርቲ ብኸመይ ከም እትዳሎ። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ገሊኦም ክርስትያን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዛዕባ ዜጋጥሞም ጸገማት ሓሳብ ንኺህቡ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ወለዲ ንደቆም ነቲ ዜጋጥሞም ፈተናታት ብኸመይ ከም ዚዋጽኡሉን እምነቶም ብኸመይ ከም ዜረድኡን ምእንቲ ኼዳልውዎም፡ ኣምልኾ ስድራ ቤት ኣብ ዚገብሩሉ እዋን፡ ኢንደክስ፡ መንእሰያት ዚሓትዎ ዚበሃላ መጻሕፍቲ፡ ወይ ከኣ ካልእ ቲኦክራስያዊ ጽሑፋት ብኸመይ ኪጥቀሙ ከም ዚኽእሉ ግለጽ። (1 ጴጥ. 3:15) ሓደ ወይ ክልተ ኣርእስትታት መሪጽካ፡ ምስኡ ዚተሓሓዝ ኣብ ጽሑፋትና ዚርከብ ሓጋዚ ሓሳብ ግለጽ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ብኸመይ ኪምስክሩ ኸም ዝኸኣሉ ንኺገልጹ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ዓቕመይ ዚፈቕዶ ድየ ዝገብር ዘሎኹ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 28

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ