12 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
12 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
lv ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 10-19፡ ኣብ ገጽ 81 ዘላ ሳጹን
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 9-11
ቍ. 1፦ 1 ነገስት 9:10-23
ቍ. 2፦ td 30ሀ ኣጀማምራ ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ቍ. 3፦ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ነታ ናይ ላዕሊ ጥበብ ብኸመይ የንጸባርቑ (ያእ. 3:17)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
15 ደቒቕ፦ ፈቲንካዮዶ ትፈልጥ፧ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብዘን ቀጺለን ዘለዋ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዚርከብ ሓበሬታ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ፦ “ንሰብኡት ንምምስካር ዜጋጥመና ብድሆ ንስገሮ” (8/09)፡ “ኵሉ ግዜ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኢና” (11/09)፡ “ኣብ ኣገልግሎት ንፉዕ ደጋፊ ኹን” (3/10)። ነቲ ሓሳብ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኸም ዘውዓልዎን ብኸመይ ከም እተጠቕሙን ኪገልጹ ንሰማዕቲ ዓድሞም።
15 ደቒቕ፦ “ቀዳምነት እንህቦ ነገር።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።