12 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
12 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
lv መመላእታ ጽሑፍ፡ ካብ ኣብ ገጽ 207 ዘሎ ንኡስ ኣርእስቲ ኽሳብ ኣብ ገጽ 209 ዘሎ ንኡስ ኣርእስቲ
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 19-22
ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 21:1-9
ቍ. 2፦ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዚጸልኦ ነገራት ከመይ ኪስምዓና ኣለዎ፧ (ምሳ. 6:16-19)
ቍ. 3፦ td 24ሀ ዝኽሪ ድራር ጐይታ
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ሰማዕቲ ንኺሓስቡ ብምትብባዕ ልቢ ተንክፍ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 58፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽሳብ እታ ኣብ ገጽ 59 እትጅምር ናይ መወዳእታ ንኡስ ኣርእስቲ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
20 ደቒቕ፦ “ብዜእምን መገዲ ምሃር።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ንሕጡብ ጽሑፍ 4 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ሓደ ፈላሚ ነቲ ኣብታ ዓንቀጽ ተጠቒሱ ዘሎ ሓሳባት ብምጥቃም፡ ብኸመይ በታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ ገይሩ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዜጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።