ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/09 ገጽ 6
  • 30 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 11/09 ገጽ 6

30 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

30 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 22 (130)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 283 ሕ.ጽ. 9–ገጽ 285 ሕ.ጽ. 15

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 32-34

ቊ. 1: ዘዳግም 32:1-21

ቊ. 2: “እታ ዓባይ መዓልቲ እግዚኣብሄር” እንታይ እያ፧ (ጸፎ. 1:14)

ቊ. 3: ኣሕዋትናን ኣሓትናን መን እዮም፧ (lr ምዕ. 43)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 21 (191)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ታሕሳስ ዚዕደል ጽሑፍ። ሓንቲ ስድራ ቤት ንግራት ኣገልግሎት ዚኸውን ኣቀራርባ ብኸመይ ከም እትዳሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ርእሲ እታ ስድራ ቤት ነቲ እተዳለወሉ ኣቀራርባ ብመርኣያ የቕርቦ፣ ድሕሪኡ ኻልእ ኣባል እታ ስድራ ቤት፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣቀራርባ ኼርኢ ፍቓደኛ ይኸውን።

10 ደቒቕ፦ “ኵሉ ግዜ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኢና።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ ሕቶ ሳጹን። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 28 (224)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ