23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 16 (143)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 280 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 282 ሕ.ጽ. 8
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 28-31
ቍ. 1: ዘዳግም 30:1-14
ቍ. 2: ክንሰርሕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (lr ምዕ. 42)
ቍ. 3: td 18ለ ኵነታት ምዉታት
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 29 (222)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
5 ደቒቕ፦ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ክትዕድል ተዳሎ። ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነን ሓብር። ሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ ንሓደ ሓድሽ ኣስፋሒ መጽሔት ንኼበርክት ኬዳልዎ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።
25 ደቒቕ፦ “ነቲ ንተዛረብቲ ቛንቋ ወጻኢ ዚቐርብ ኣገልግሎት ምምዕባል።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ንቝጽሪ 4 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ሓደ ኣስፋሒ ነቲ ተዋሂቡ ዘሎ ሓሳብ ብምጥቃም መርኣያ የቕርብ።
መዝሙር 20 (93)