ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/09 ገጽ 2
  • 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 11/09 ገጽ 2

16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 7 (51)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 276 ሕ.ጽ. 16–ገጽ 279 ሕ.ጽ. 22 ከምኡውን ሳጹን

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 23-27

ቍ. 1: ዘዳግም 25:1-16

ቍ. 2: ንየሆዋ ዜሐጕሱ ቘልዑ (lr ምዕ. 41)

ቍ. 3: ቅዱስ ጌርካ ኺርአ ዘለዎ ነገራት እንታይ እዩ፧

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 11 (85)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ምስትውዓል ብምጥቃም ልቢ ተንክፍ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 258፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 259 ሕጡብ ጽሑፍ 3 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

10 ደቒቕ፦ ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ናብ ውድብ የሆዋ ምርሓዮም። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 99፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2-4 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ንሓንቲ ኻብተን ኣብታ መጽሓፍ እተጠቕሳ ሓሳባት ዜጕልሕ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ “ብመንፈስ ተቓጸሉ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 26 (212)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ