ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/09 ገጽ 1
  • 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 11/09 ገጽ 1

9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 13 (124)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 271 ሕ.ጽ. 5–ገጽ 276 ሕ.ጽ. 15

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 19-22

ቍ. 1: ዘዳግም 22:1-19

ቍ. 2: ንኣምላኽ ከመይ ጌርና ኢና እነሐጕሶ፧ (lr ምዕ. 40)

ቍ. 3: td 18ሀ ጠንቂ ሞት

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 22 (130)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ጽሑፋት ኣብ ምዕዳል ዘሎና ግደ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 133፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-3 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ ንንብረት መንግስቲ ኣምላኽ ብጥበብ ናይ ምጥቃም ሓላፍነት ከም ዘለዎ ኣጕልሕ።

20 ደቒቕ፦ “ነቶም ተገዳስነት ዘርኣዩ ተመሊስካ ብጽሓዮም—መዓስ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ኣስፋሒ፡ ተመላሊስካ ምብጻሕ ብምግባር፡ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዜጀምር መርኣያ የቕርብ።

መዝሙር 9 (37)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ