ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/09 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 9/09 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ ግንቦት ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ ረኺብና። ከምዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ተኸታታሊ ኣዋርሕ፡ ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኸነመዝግብ ጸኒሕና ኢና፦

• ሕዳር 2008 8,363

• ታሕሳስ 8,462

• ጥሪ 2009 8,517

• ለካቲት 8,537

• መጋቢት 8,597

• ሚያዝያ 8,612

• ግንቦት 8,630

የሆዋ ነቲ እተዘርአ ‘የብቍሎ’ ምህላዉ ነማስወሉ ኢና። (1 ቈረ. 3:6) ኣቱም ኣስፋሕትን ፈለምትን፡ ኣብዚ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ኣዘውቲርኩም ብቕንኣት እትሳተፉ ብምዃንኩም ክትነኣዱ ይግብኣኩም እዩ። ጸሓፍቲ ጉባኤ፡ እተማልአ ጸብጻብ ንምእካብ ጻዕሪ ስለ ዚገብሩ፡ ከነመስግኖም ንፈቱ። እዚ ወሰኽ እዚ ምእንቲ ኪቕጽል፡ ጻዕርታትኩም ከም እተሐይሉ ንተኣማመነልኩም ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ