ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/09 ገጽ 4
  • 5 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 5 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 9/09 ገጽ 4

5 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

5 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 22 (130)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 254 ሕ.ጽ. 10–ገጽ 257 ሕ.ጽ. 16

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 1-3

ቍ. 1፦ ዘዳግም 2:1-15

ቍ. 2፦ td 17ሐ ዘመናዊ ናይ እምነት ምፍዋስ ስምረት ኣምላኽ ከም ዘሎካ ዜረጋግጽ ኣይኰነን

ቍ. 3፦ መን እዮም ዚትንስኡ፧ ኣበይከ እዮም ኪነብሩ፧ (lr ምዕ. 36)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 17 (187)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ክልኹም ኣየኖት ሕቶታት ብዝያዳ ውጽኢታውያን ከም ዝዀና ንሰማዕቲ ሕተቶም። በዛ ትራክት እዚኣ ጌርካ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ነቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ስበኸሎም። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ገጽ 2 እታ ጉድ ኒውስ ፎር ፒፕል ኦቭ ኦል ኔሽንስ (ንዅሎም ኣህዛብ ዚኸውን ብስራት) ዘርእስታ ንእሽቶ መጽሓፍ ዚርከብ ሰለስተ ስጕምቲ ግለጽ፣ ነታ ጽሕፍቲ ብኸመይ ኣብ ክልኹም ከም እትጥቀሙላ ድማ ሓደ ኣስፋሒ መርኣያ ኸም ዜቕርብ ግበር።

መዝሙር 25 (204)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ