ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/09 ገጽ 3
  • 17 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 17 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 8/09 ገጽ 3

17 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

17 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 9 (37)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 231 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 233 ሕ.ጽ. 9

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 10-13

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 13:17-33

ቍ. 2፦ ፍርሂ ንምስናፍ ዚሕግዘና ነገራት (lr ምዕ. 30)

ቍ. 3፦ td 16ሐ ሰብኣይ፡ ሰበይቱ ንኣምላኽ ካብ ምግልጋል ክትክልክሎ ኼፍቅደላ የብሉን

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 13 (124)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ካብ ቤት ናብ ቤት ምስባኽ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 92፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 95፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ከም ስንክልና ወይ ሕፍረት ዝኣመሰለ ዕንቅፋታት ዘለዎም ክነሶም፡ ካብ ቤት ናብ ቤት ንዜገልግሉ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም።

15 ደቒቕ፦ “ንቤት ትምህርቲ ተዳሊኻዶ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዕዉት መገዲ ንዝመስከሩ ሓደ ወይ ክልተ መንእሰያት ቃለ-መጠይቕ ግበረሎም። ከምኡ ንኺገብሩ እንታይ ሓጊዝዎም፧ ተመክሮ ኸም ዜዘንትዉ ግበር።

መዝሙር 27 (221)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ