ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/09 ገጽ 3
  • 27 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 7/09 ገጽ 3

27 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

27 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 13 (124)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 219 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 221 ሕ.ጽ. 8

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 1-3

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 3:1-20

ቍ. 2፦ ህድኣት፡ ርእስኻ ምግታእ እትሓትት ስለምንታይ እያ፧

ቍ. 3፦ ኣምላኽካ መን እዩ፧ (lr ምዕ. 27)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 16 (143)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ሕቶታት ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐም። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 236 ክሳዕ ገጽ 237፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ንኽልተ ወይ ንሰለስተ ኣብነታውያን ወለዲ ቃለ-መጠይቕ ግበረሎም። ስድራ ቤቶም ኣብ ኣገልግሎት ዜጋጥም ብድሆታት ንኽትሰግሮ እንታይ ገይሮም፧ ደቆም ኣብ ኣገልግሎት ትርጕም ዘለዎ ተሳትፎ ምእንቲ ኺገብሩ፡ እንታይ ስጕምትታት ወሲዶም፧ ኣብዚ መዳይ እዚ ንኣምልኾ ስድራ ቤት ብኸመይ ተጠቒሞምሉ፧

10 ደቒቕ፦ “ንየሆዋ መዓልታዊ ወድሶ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 11 (85)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ