13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 7 (51)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 213 ሕ.ጽ. 9–ገጽ 215 ሕ.ጽ. 15
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 21-24
ቍ. 1፦ ዘሌዋውያን 22:17-33
ቍ. 2፦ እቶም ክፉእ ዚገብሩ ኪቕየሩ ይኽእሉ ድዮም፧ (lr ምዕ. 25)
ቍ. 3፦ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንድኻታት ብኸመይ ሓልዮት ከም ዜርእዩ
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 28 (224)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ኣብ ኣገልግሎትካ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቐም። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 145 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ብቐጥታ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ዘለዎ ጥቕሚ ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ መጽናዕታት መጽሓፍ ቅዱስ ምጅማር። ኣብታ ፍሉይ ንጥፈት ኪግበረላ እተመደበት መዓልቲ፡ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ጻዕሪ ምስ ተገብረ፡ እንታይ ከም እተዓመመ ተመክሮታት ኣዘንቱ፡ ወይ ንኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበር።
10 ደቒቕ፦ “ኣገልግሎትካ ኸተስፍሕ ትኽእልዶ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 18 (162)