መደብ 25 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
25 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 5 (46)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 189 ሕ.ጽ. 1-ገጽ 192 ሕ.ጽ. 8
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 34-37
ቍ. 1: ዘጸኣት 37:1-24
ቍ. 2: ምብኣስ ግቡእ ድዩ፧ (lr ምዕ. 19)
ቊ. 3: ሸለል በሃሊ ምዃን እንታይ ማለት እዩ፧ ከነርሕቖ ዘሎናኸ ስለምንታይ እዩ፧
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 18 (162)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ናይ 1 ሰነ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ናይ ሰነ ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ሓፈሻዊ ሓሳባት ድሕሪ ምሃብ፡ ሰማዕቲ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነንን ስለምንታይን ሕተቶም። ነተን ዓንቀጻት ንምፍላጥ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጥቀሙ ይኽእሉ፧ ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ነቲ ኸባቢ ብዚጥዕም መገዲ ኽትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ ምስክር የሱስ ምሓዝ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 275 ኣብ ዚርከብ ሰለስተ ሕጡብ ጽሑፍ ከምኡውን ኣብ ገጽ 276 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
10 ደቒቕ፦ “ንጽሑፋትና ብግቡእ ንጠቐመሉ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ኣብ መንጎ እቲ ዚእዘዝን ዚብርከትን ጽሑፋት ዘሎ ፍልልይ ነታ ጉባኤ ሓብራ።
መዝሙር 21 (191)