መደብ 20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
20 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 8 (53)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 171 ሕ.ጽ. 9-ገጽ 175 ሕ.ጽ. 16
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 15-18
ቍ. 1፦ ዘጸኣት 15:1-19
ቍ. 2፦ ካብ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ምርሓቕ እንታይ የጠቓልል፧
ቍ. 3፦ ንሕያውነት ዚምልከት ትምህርቲ (lr ምዕ. 15)
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 6 (45)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብመንፈስ ኣምላኽ ከም እተጻሕፈ ዜርኢ መርትዖ። ኣብ መጽሓፍ ሪዚኒን፡ ኣብ ገጽ 60-64 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።
10 ደቒቕ፦ ናይ 1 ግንቦት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ናይ ግንቦት ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ሰማዕቲ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነንን ስለምንታይን ሕተቶም። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ። ኣብ ሓደ ኻብቲ መርኣያታት፡ ኣብ ተመላሊስካ ምብጻሕ ብኸመይ መጽናዕቲ ኺጅመር ከም ዚከኣል ኣርኢ።—km 8/07 ገጽ 6 ርአ።
10 ደቒቕ፦ “ነቶም ንባብ ዜሸግሮም ምሃሮም።” ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ሓደ ፈላሚ ንሓደ ንመጽናዕቲ ኣብ ዚኸውን ጽሑፍ ዘሎ ስእሊ ብግቡእ ኪጥቀመሉ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ፡ ኣሕጽር ኣቢሉ የቕርብ።
መዝሙር 21 (191)