መደብ 13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
13 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 16 (143)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 169 ሕ.ጽ. 1-ገጽ 171 ሕ.ጽ. 8
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 11-14
ቍ. 1፦ ዘጸኣት 12:21-36
ቍ. 2፦ ይቕረ ኽንብል ዚግብኣና ስለምንታይ ኢና፧ (lr ምዕ. 14)
ቍ. 3፦ td 13ለ ምስልታት ምምላኽ ንህዝቢ እስራኤል ጥፍኣት ኣስዓበሎም
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 11 (85)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ኣብታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር እተመደበት ፍሉይ መዓልቲ እተረኽበ ፍረ ግለጽ። ኣብታ ጉባኤ እተረኽበ ሓደ ወይ ክልተ ተመክሮታት ኣዘንቱ።
10 ደቒቕ፦ ብሜላ መስክር። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 197፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ እትርከብ ንኡስ ኣርእስቲ ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ብዓል ቤት ሓደ ልሙድ ተቓውሞ ኼበግስ ከሎ፡ ኣስፋሒ ብኸመይ ኪምልስ ከም ዚኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ “ስብከት ብመንፈሳዊ መዳይ የበራትዓና።” ብሕቶን መልስን ዚቐርብ ምይይጥ።
መዝሙር 26 (212)