ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/09 ገጽ 2
  • መደብ 16 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 16 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 2/09 ገጽ 2

መደብ 16 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

16 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 7 (51)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 139 ሕ.ጽ. 6-ገጽ 143 ሕ.ጽ. 12

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 29-31

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 29:1-20

ቍ. 2፦ ‘ክንጭነቕ ዘይብልና’ ስለምንታይ ኢና፧ (ማቴ. 6:25)

አቍ. 3፦ ተኣዛዝነት የዕቝበካ (lr ምዕ. 7)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 25 (204)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ “እዚ ዅሉ ምእንቲ ወንጌል ኢልካ ግበር።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።

15 ደቒቕ፦ ኣብዚ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ሓጋዚ ፈላሚ ዄንካ ኸተገልግል ትኽእልዶ፧ ሓላው ኣገልግሎት ዜቕርቦ ውዕዉዕ መደረ። ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን ዚሕተት ብቕዓታት ግለጽ። ሓጋዚ ፈላሚ ብምዃን ዚርከብ ሓጐስን በረኸትን ኣጕልሕ። ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ግንቦትን ተወሳኺ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ዚግበረሉ መሰናድዎታት ግለጽ። ዓሚ ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ንዘገልገሉ ኽልተ ወይ ሰለስተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም። ኣብ መደባቶም እንታይ ምትዕርራይ ገይሮም፧ እንታይ በረኸትከ ረኺቦም፧ ነፍሲ ወከፍ ስድራ ቤት፡ ሓደ ወይ ዝያዳ ኣባላት እታ ስድራ ኣብ ዚመጽእ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ብኸመይ ሓጋዚ ፈላሚ ኸም ዚዀኑ ኽትሓስበሉ ኣተባብዕ።

መዝሙር 3 (32)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ