ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/09 ገጽ 3
  • መደብ 26 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 26 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 26 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 1/09 ገጽ 3

መደብ 26 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

26 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 3 (32)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 129 ሕ.ጽ. 5–ገጽ 133 ሕ.ጽ. 12

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 17-20

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 17:1-17

ቍ. 2፦ td 11ለ በቲ ጭቡጥ ኵነታት ይፍለጥ

ቍ. 3፦ ኣምላኽ ስም ኣለዎ (lr ምዕ. 4)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 21 (191)

5 ደቒቕ፦ ናይታ ጉባኤ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ናይ 1 ለካቲት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ናይ ለካቲት ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓፈሻዊ ሓሳባት ድሕሪ ምሃብ፡ ሰማዕቲ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነን ሕተቶም። ብገለ ኻብተን ዓንቀጻት ተጠቒሞም፡ ዝርርብ ንምጅማር ዚጥቀሙላ ሕቶን ነታ መጽሔት ቅድሚ ምብርካቶም ኣብታ ዓንቀጽ እትርከብ ንሰብ ቤት ዜንብቡሎም ጥቕስን ኪገልጹ ዓድሞም። በቲ ኣብ ገጽ 4 ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ወይ ሰማዕቲ ብዘቕረብዎ ኻልእ ኣቀራርባ ጌርካ፡ ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ብምቕራብ ዛዝም።

20 ደቒቕ፦ “ኣማራጺታትካ ትፈልጥ ዲኻ፧”a ብሽማግለ ዚቐርብ። ኣብ መደምደምታ፡ ነታ ናይ መወዳእታ ሕጡብ ጽሑፍ ኣንብባ።

መዝሙር 26 (212)

[እግረ-ጽሑፍ]

a ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ መእተዊ ሓሳባት ሃብ፡ ድሕሪኡ ብሕቶን መልስን ምይይጥ ግበር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ