ካብ ዓመት ኣገልግሎት 2008 ዚጐልሕ ነጥብታት
▪ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ–8,342 (ነሓሰ 2008)
▪ ወሰኽ ብሚእታዊት–3% መጠነ-ዝምድና፦ 1:8,991
▪ ድምር ተጠመቕቲ–595
▪ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ–23,870
▪ ዝለዓለ ቝጽሪ ስሩዓት ፈለምቲ–1,110 (ኣብ መስከረም 150 ተወሲኾም)
▪ ገምጋም ሰዓታት ኣስፋሒ–13.3
▪ ቍጽሪ ጉባኤታት፦ ሃገር–159፣ ኣዲስ ኣበባ–56 (ካብ መስከረም ንነጀው፦ ሃገር–162፣ ኣዲስ ኣበባ–58)
▪ ቍጽሪ ምንባብን ምጽሓፍን እተማህሩ–27
▪ እተወገዱ–94፣ እተመልሱ–53 (ንቑሓት ክንከውን የድልየና!)