ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/08 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
km 9/08 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መስከረም፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ጥቅምቲ፦ መጽሔታት ከምኡውን ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዝያዳ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ (T-26)፣ ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ታሕሳስ፦ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር።

◼ ሕዳር ሓሙሽተ ቐዳመ-ሰናብቲ ስለ ዘለዋ፡ ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን እትምሽእ ወርሒ እያ።

◼ እቲ ኣስተናባሪ ሓላዊ ዝመዘዞ ሓው፡ ናይ ሰነ፡ ሓምለ፡ ከምኡውን ነሓሰ ሕሳብ እታ ጉባኤ ኺምርምሮ ኣለዎ። ሓደ ሓው ተኸታታሊ ምርመራ ሕሳብ ኪገብር የብሉን። እቲ ሕሳብ ምስ ተመርመረ፡ ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዚህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ኺንገራ ኣለዎ።—መምርሒታት ሕሳብ ጉባኤ (S-27) ርአ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ እንግሊዝኛ፦ ኣብ ሲዲ፦ ኣብነታዊ መጠንቀቕታ (ድራማ)፣ ጂሆቫ ደሊቨርስ (ድራማ)፣ ንየሆዋ ቕረቦ፣ ሓጐስ ስድራቤት፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት። ኣብ ዲቪዲ፦ ስታንድ ፈርም። ብኤም.ፒ.3፦ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት፣ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ንየሆዋ ቕረቦ፣ ሓጐስ ስድራቤት፣ ዝዓበየ ሰብኣይ፣ ዓብዪ መምህር፣ ብቕዓት፣ ሳትስፋይን ላይፍ፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ኪንግደም ሜሎዲስ።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ኣምሓርኛ፦ ትራክትታት 13, 14, 16፣ እንግሊዝኛ፦ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi-12)፣ መዝሙር ውዳሰ (ንእሽቶ)፣ ኦሮምኛ፦ ትራክት 15፣ ፈረንሳይኛ፦ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት፣ ጂሆቫስ ዊትነስስ ኤንድ ኤጁኬሽን፣ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት እዮም፧፣ ኢንደክስ 2001-2005።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ