ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ግንቦት:- መጽሔታት፣ ሰነ:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሓምለን ነሓሰን:- ብሮሹራት።
◼ ኣካል ሽማግለታት ነታ ንባህርያዊ ሓደጋ እትምልከት ብ6 ሓምለ 2006 እተላእከት ደብዳበ ደጊሞም ኬንብብዋን እዋናዊ ኣድራሻ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ ኸም ዘለዎም ኬረጋግጹን ኣለዎም። ኣብቲ ንሓደጋ ተኣፋፊ ዝዀነ ቦታታት: ተወሳኺ ኣድራሻታት እቶም ኣብ እዋን ሓደጋ ዚጽውዑ ሰባት ኪሕዙ ኣለዎም። ኣብ ርእሲ እዚ: ኣስፋሕቲ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ይኹን ብምኽንያት ስራሕ ንንውሕ ዝበለ እዋናት ኪገሹ ኸለዉ ወይ ሆስፒታል ኪኣትዉ ኸለዉ ወይ ኣብ ካልእ ከምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት: ምስ ሓላዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ጉባኤ ወይ ምስ ካልእ ሽማግለ ምስ ዚዘራረቡ ሓጋዚ እዩ።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- እንግሊዝኛ:- ዓመት መጽሓፍ 2008፣ ጥሙር ጥራዛት 2007፣ ዎችታወር ላይብረሪ 2007፣ ድራማታት መጽሓፍ ቅዱስ ብኤምፒ3፣ ፈረንሳይኛ:- ዓመት መጽሓፍ 2008፣ ዎችታወር ላይብረሪ 2007።
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ስጳንኛ:- ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi-12)፣ ትግርኛ:- ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ፣ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታት፣ ኣምሓርኛ:- ንቑሕ ኩን!፣ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ T-13፣ T-14፣ T-26፣ T-27፣ እንግሊዝኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ክሪኤሽን፣ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፣ ምስ ሞትና፣ ኢንደክስ 2001-2005፣ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi-12)፣ T-20፣ T-24፣ T-27፣ T-71 (ፈይት)፣ T-72 (ግሬተስት ኔም)፣ T-74 (ሄል ፋየር)፣ ኦሮምኛ:- ንቑሕ ኩን!፣ ብቕዓት፣ T-26፣ T-27፣ ፈረንሳይኛ:- ክሪኤሽን፣ ሪዝኒን፣ ዕላማ ህይወት፣ T-15።