ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ለካቲት:- መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት። መጋቢት:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧። ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት።
◼ መጋቢት ሓሙሽተ ቐዳመ-ሰናብቲ ስለ ዘለዋ: ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን እትምሽእ ወርሒ እያ።
◼ እቲ ጸሓፍን እቲ ሓላው ኣገልግሎትን ንንጥፈታት ኵሎም ስሩዓት ፈለምቲ ኺምርምርዎ ኣለዎም። ነቲ ዜድሊ ሰዓታት ኣብ ምምላእ ሽግር ዘለዎ ምስ ዚህሉ: እቶም ሽማግለታት ንምሕጋዙ ጻዕሪ ኺገብሩ ኣለዎም።