ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/07 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
km 6/07 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሰነ:- እንግሊዝኛ:- ኢዝ ዘር ኤ ክሪኤተር ሁ ኬርስ ኣባውት ዩ፧፣ ካልእ ቋንቋታት:- መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት። ሓምለን ነሓሰን:- ብሮሹራት። መስከረም:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር።

◼ እቲ ኣስተናባሪ ሓላዊ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው ናይ መጋቢት: ሚያዝያ: ከምኡውን ግንቦት ሕሳብ እታ ጉባኤ ኺምርምሮ ኣለዎ። እቲ ሕሳብ ምስ ተመርመረ: ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዚህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ኺንገራ ኣለዎ።—መምርሒታት ሕሳብ ጉባኤ (S-27) ርአ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ፈረንሳይኛ:- መጽሓፍ ዓመት 2007።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ትግርኛ:- ራእይ ፍጻሜኡ፣ ኣምሓርኛ:- ሪዝኒን፣ መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታት፣ መዝሙር ውዳሰ፣ እንግሊዝኛ:- ኖዋህ/ዴቪድ ኣብ ዲቪዲ፣ ኪንግደም ሜሎዲስ ቍ. 4፣ ናይ ክሊ መትሓዚ ፕላስቲክ፣ ናይ ባጅ መትሓዚ፣ ፈረንሳይኛ:- መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታት።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ