ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/07 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
km 3/07 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር። ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት። ተገዳስነት ንዘርኣዩ ሰባት: ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ ንምዕዳል ጽዓሩ። ሰነ:- እንግሊዝኛ:- ኢዝ ዘር ኤ ክሪኤተር ሁ ኬርስ ኣባውት ዩ፧ ካልእ ቋንቋታት:- መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት።

◼ ጉባኤታት ሓደስቲ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ምስ መጸን ብኡንብኡ ንኣስፋሕቲ ኪቕርባሎም ኣለወን። እዚ ኸኣ ነቶም ኣስፋሕቲ ምስ ትሕዝቶ እቲ ኣብ ኣገልግሎት ዜበርክትዎ መጽሔታት ንኺላለዩ ይሕግዞም።

◼ እቲ ኣስተናባሪ ሓላዊ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው ናይ ታሕሳስ: ጥሪ: ከምኡውን ለካቲት ሕሳብ እታ ጉባኤ ኺምርምሮ ኣለዎ። እቲ ሕሳብ ምስ ተመርመረ: ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዚህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ኺንገራ ኣለዎ።—መምርሒታት ሕሳብ ጉባኤ (S-27) ርአ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ትግርኛ:- “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ” ሓቅነቱ እተረጋገጸን ጠቓምን እዩ፣ ንምይይጥ ዚኸውን ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ፣ ኣምሓርኛ:- “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ” ሓቅነቱ እተረጋገጸን ጠቓምን እዩ።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ትግርኛ:- ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ ቻይንኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ bi12፣ እንግሊዝኛ:- ክሪኤሽን፣ ትራክት:- ቍ. 23, 24፣ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት፣ ፈረንሳይኛ:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ