ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/06 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
km 10/06 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ!። ተገዳስነት ኪርከብ ከሎ: ዝያዳ ተገዳስነት ንምዅስኳስ ነታ ንቑሕ ኩን! ዘርእስታ ብሮሹር ተጠቐሙ። ሕዳር:- ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር። ታሕሳስ:- ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ። ጥሪ:- ፍልጠት።

◼ ታሕሳስ ሓሙሽተ ቐዳመ-ሰናብቲ ስለ ዘለዋ: ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን እትምሽእ ወርሒ እያ።

◼ ኣብዛ ሕታም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዘሎ እታው: “መደብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት 2007” እዩ። ኣብ 2007 ብምሉኡ ኸም መወከሲ ዀይኑ ምእንቲ ኼገልግል ከኣ ብግቡእ ኪተሓዝ ኣለዎ።

◼ ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ ነታ ኖ ብላድ—ሜድስን ሚትስ ዘ ቻለንጅ ዘርእስታ ቪድዮ ኽንመያየጠላ ኢና። ኣድላዪ እንተ ደኣ ዀይኑ: እዛ ዲቪዲ ወይ ቪድዮ ካሴት እዚኣ ብጉባኤ ኣቢልካ ብዝቐልጠፈ ኺሕተት ኣለዎ።

◼ እቲ ናይ 2007 በዓል ዝኽሪ ኣብ ዚግበረሉ ወቕቲ ዚወሃብ ፍሉይ ህዝባዊ መደረ ሰንበት 15 ሚያዝያ 2007 ኪቐርብ እዩ። ኣርእስቲ እቲ መደረ ኣብ ዚመጽእ ኪንገር እዩ። እተን ኣብ ቀዳመ-ሰንበት እታ ሰሙን እቲኣ ምብጻሕ ሓላው ወረዳ ዘለወን ጉባኤታት እቲ ፍሉይ መደረ ኣብታ ቐጺላ ዘላ ሰሙን ኪወሃበን እዩ። ዝዀነት ትኹን ጉባኤ ነዚ ፍሉይ መደረ እዚ ቕድሚ ሰንበት 15 ሚያዝያ ኽትወስዶ ኣይግባእን እዩ።

◼ ኣብ ካልእ ጉባኤታት እናኸዱ ህዝባዊ መደረ ዚህቡ ኣሕዋት ብእተኻእለ መጠን ኣብ መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ እውን ንምክፋል መደብ ኪገብሩ ነተባብዖም። መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ተዛራባይ ስድራቤቱ ብምምላእ እውን ከይተረፈ ምስታ ዚበጽሓ ጉባኤ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ግዜ ኼሕልፍ ኪምድብ ይኽእል እዩ።—2 ቈረ. 6:13

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ