ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/06 ገጽ 2
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
km 9/06 ገጽ 2

ምልክታታት

እትጅምር ሰሙን ንናይ ጉባኤ መጽናዕቲ መጽሓፍ ክትደላዉ ኸሎኹም ኪግበር ኣለዎ።

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ወርሒ መስከረም:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር። ጥቅምቲ:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ!። ተገዳስነት ኪርከብ ከሎ: ዝያዳ ተገዳስነት ንምዅስኳስ ነታ ንቑሕ ኩን! ዘርእስታ ብሮሹር ተጠቐሙ። ሕዳር:- ነታ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር ዘርእስታ መጽሓፍ ኣበርክቱ።

◼ ጉባኤታት በቲ ኣብ ዚቕጽል ዚለኣኽ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ፎርም ገይረን ናይ 2006 ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ጥሙር ጥራዛት ካብ ሕጂ ጀሚረን ኪሓታ ኣለወን።

◼ ሽማግለታት ብዛዕባ እቶም እተወገዱ ወይ ርእሶም ዘግለሉ እሞ ኺምለሱ ዚደልዩ ሰባት ዚገልጽ ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ኣብ ናይ 8/112 ግምቢ ዘብዐኛ ገጽ 12-16 ዘሎ መምርሒ ኺስዕቡ ተዘኻኺሮም እዮም።

◼ ናይ መስከረም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እታው ገጽ 3-6 ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብታ ናይ ብሕቱ ቕዳሕ መጽሓፍ ራእይ ኪገብሮ ዘለዎ ዝርዝር ምትዕርራያት ሒዛ ኣላ። እዚ ምትዕርራያት እዚ ኻብ 8 ጥሪ 2007 እትጅምር ሰሙን ንናይ ጉባኤ መጽናዕቲ መጽሓፍ ክትደላዉ ኸሎኹም ኪግበር ኣለዎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ